News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ክኸውን ከም ዘለዎን ኣስሚርሉ`ሎ። እቲ ...
ዋሽንግተን — ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ። ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 መዓልታትቲ ቶኽሲ ጠጠው ክብል ብልኡኽ ...
ንብረት መንገዲ ኣየር ደልታ ዝዀነት ነፋሪት መጓዓዝያ ህዝቢ፡ ብሰኑይ ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ቶሮንቶ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም 19 ከም ዝቖሰሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እታ ነፋሪት ዛጊት ዝርዝር ናይቲ ምኽንያት ብዘይ ተገልጸ ...
ባህርዳር — ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ጎንጂ 13 መማህራን ቀዳማይ ቤ/ትምህርቲ ኮሬ ብዕጡቃት ፋኖ ከምዝተጨወዩ ስድራቤቶም ገሊጾም። ብሰንኪ ንደሕንነቶም ምስጋእ ስሞም ክዕቐበሎም ዝሓተቱ ምንጭታት መስርሕ ትምህርቲ ካብ ዝጅምር ሓደ ወርሒ ከምዝኾኖ ...
ኣብ መይንማር፡ ኣብ ዘይሕጋዊ መርበባት ኦንላይን ተዋፊሮም ዝጸንሑ 260 ዜጋታት በበይኑ ሃገራት ተቐቢሉ ትማሊ ረቡዕ ካብ ማእሰርቲ ተለቒቖም ናብ ጎረቤት ሃገር ታይላንድ ኣትዮም። እቶም 260 ግዳያት፡ ዜጋታት 20 ሃገራት ኰይኖም፡ 138 ካብኣቶም ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ግን ሓላፊ ቤትፅሕፈት ፀጥታ እታ ከተማ ኣይተ በሪሁ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዝዓበየ ኣኼባ ዓለምለኸ መራሕቲ ንግዲ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ኣመሪካ ወፍሪ ከካይዱ ወይ ከቢድ ቐረፅ ከምዝኸፍሉ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቅድሚ እቶም ቀንዲ ተሳተፍቲ ...
ንሰለስተ መዓልታት ኣኼባ ዘካየዱ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ክልል ትግራይ፡ ድሕሪ ኣኼባኦም ኣብ ዝሃቡዎ በዓል 13 ነጥብታት መግለጺ፡ "ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ...
ጉጅለ ሓማስ ምስ እስራኤል ኣብ ዝህሉ ቀጻሊ ምልውዋጥ፣ ንኣርባዕተ ዝጨወየን ደቂ ኣንስትዮ ከምዝፈትሕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ብተራኣ ንዝኣሰረቶም ፍልስጤማዊያን ክትለቆም እያ ዝብል ትጽቢት አሎ። እዚ ከምዚሉ ከሎ፡ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓምስን ...
ዋሽንግተን — ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ስጕምቲ ከምዘይወስዱ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results