News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ካብቶም ላዕለዎት ፈፀምቲ ስራሕ ህወሓት (ኣባል ፖሊት) ዝነበረትን ዳሓር ድማ ካብ 2018 ስጋብ 2020 ኣብ ዝነበረ እዋን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኮይነ ከተገልግል ድሕሪ ምፅናሕ ምምሕዳር ኣብዪ “ናብ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ይልወጥ ኣሎ” ክትብል ...
ገጣሚ፡ ኣርታዒ፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊ ሓጸርቲ ዛንታታን ሃይለ ቢዘን፡ ኣብቲ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዝኸይድ ኣዝዩ ንጡፍ ናይ ስነ-ጽሑፍ ህይወቱ፡ እንተስ ብግጥምታቱ ወይ ድማ ንሱ ዝመርሖም ተበግሶታት ኣብ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ፡ ብሕልፊ ድማ ናይ ኤርትራ ...
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ትግራይ፡ ድሕሪ ኣኼባ፡ ኣብ ዝሃቡዎ በዓል 13 ነጥብታት መግለጺ፡ "ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ነቲ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ...
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፡ ብዛዕባ እቲ 26 ሕዳር ዘፅደቖ መምርሒ ቍፅሪ 4/2016፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን መብርሂ ንኽህብ ጉባኤ አጻራይ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዚዙ። እዚ ዝኸውን ዘሎ “ህዩማን ራይትስ ፈርስት” ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ...
ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመደበሩ ቢዘን- ፋውንደሽን ዝተባህለ ትካል፡ ካብ ትምህርቶም ንዝተጎናደቡ ኣባጽሕን ዓበይትን ናብ ሞያዊ መኣዲ ስራሕ ዝኣትውሉ ስልጠና ዝሓለፈ ሰሙን ሂቡ ኔሩ። ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ናይ ትምህርትን ስልጠናን ዕድላት ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ዋሽንግተን — ኣብ መላእ ዓለም ሕማም ሽኮር ዘለዎም ሰባት ቁፅሮም ይውስኽ ኣሎ። እዚ ሕማም ንዑረት ዓይንን ጉድኣት ኹሊትን ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ካልኦት ሕማማት’ዉን ዘቃልዕ’ዩ። ዶ/ር እስክንድር ሓድጉ ካልኣይ ዓይነት ሕማም ሽኮር ክትከላኸሎን ...
ዓለምለኸ ተሓላቒ ትካል ኣምኒስት ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ብሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ዝተባህለ ቅትለት ብምዅናን ፈጸምቲ ናብ ፍርዲ ክቐርቡን እቲ ሰብኣዊ ጥሕሰት ደው ክብልን ጸዊዑ። ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ...
ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተሊምዎ ዝነበረ ናይ ኣደባባይ በዓል ከምዝሰረዞ አፍሊጡ። ኣብ መንጎ ኣመራርሓኡ ክፍፍል ዝገጠሞ ህወሓት መበል 50 ዓመት ምስረታኡ ሎሚ 11 ለካቲት ኣኽቢሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ...
መቐለ — ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕ ዕደና ወርቂ ጠጠው ብምባል፡ ብመፅናዕቲ ዝተደገፈን ነቲ ዓውዲ ዝምልከት ፖሊሲ ብምውፃእ ንክፍፀም፡ ካቢኔ ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምውሳኑ ምክትል ፕረዚደንት እቲ ክልል ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ...
ዋሽንግተን — ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ስጕምቲ ከምዘይወስዱ ...